Fana: At a Speed of Life!

ህዝበ ሙስሊም በዓል ዒድ ኣልፈጥር እንተኽብር ብዝተለመደ ጨዋነት እቲ ዕለት ከሕልፎ ይግባእ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ህዝበ ሙስሊም በዓል ዒድ ኣልፈጥር እንተኽብር ብዝተለመደ ጨዋነት እቲ ዕለት ከሕልፎ ይግባእ ተባሂሉ።

ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልና ኣዲስ ኣበባን ቢሮ ምምሕዳር ሰላምን ፀፅታን እታ ከተማን ብሓባር ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ትማሊ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተገበረ መርሃ ግብሪ ጎደና ኢፍጣር ሓድነትና ዘጠናኸረ፣ ናይ ምድግጋፍን ምትሕግጋዝን ኢትዮጵያዊ ክብሪታት ብግልፂ ዝተርኣየሉ ኢዩ ኢሎም።

ህዝበ ሙስሊም መበል 1 ሺሕን 442 ኣመተ ሂጅራ በዓል ዒድ ኣልፈጥር እንተኽብር ብዝተለመደ ጨዋነት እቲ ዕለት ከሕልፎ ይግባእ ክብሉ እውን ገሊፆም።

ነዚ ድማ ዝተፀገሙ ወገናት ብምሕጋዝን ንኮቪድ 19 ብዘየቃልዕ መገዲ እቲ በዓል ክኽበር ከምዘለዎ ፃውዒት ኣቕሪቦም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.