Fana: At a Speed of Life!

ህዝቢ ኢትዮጵያ ብኹሉ ዓውዲ ተሓባቢሩ እንትለዓል ውፅኢቱ ዓወት ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ፣ ኣበባ 22 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ናይ ወገን ጦር ብኹሎም ግምባራት እናመዝገቦ ንዘሎ ዓወት መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፎም፡፡

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ኣብ መልእኽቶም ድማ ህዝቢ ኢትዮጵያ ብኹሉ ዓውዲ ተሓባቢሩ እነትለዓል ውፅኢቱ ዓወት ከምዝኾነ ገሊፆም፡፡

“ኣብ ግምባር፣ ኣብ ዲፕሎማሲ፣ ኢኮኖሚ፣ ኮሙዩኒኬሽን፣ ምስንዳእ ስንቂ፣ ዘመትቲ ብምክንኻን፣ ፀፅታ ብምኽባር፣ ተመዛበልቲ ብምሕጋዝ፣ ኣብ ኩሎም ግምባራት ንዝዘመትኩም እንኳዕ ደስ በለኩም ይብል!” ኢሎም።

ከባኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.