Fana: At a Speed of Life!

ላ/ኤታማዦር ሹም ጀነራል ብርሀኑ ጁላ ኣብ ደቡብ ዕዝ ወሎ ግንባር ብምርካብ ኣብ ኣፈፃፅማ ግዳጅን ዝተመዝገቡ ዓወታትን ተዛቲዮም

<span;>ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2014 ዓ.ም (ኤፍ ቢ ሲ)<span;> ላዕለዋየዕ ኤታማዦር ሹም ጀነራል ብርሀኑ ጁላ ኣብ ደቡብ ዕዝ ወሎ ግንባር ብምርካብ ኣብ ኣፈፃፅማ ግዳጅን ዝተመዝገቡ ዓወታትን ተዛቲዮም።

<span;> ኢትዮጵያ ንምፍራስ ምስ ናይ ወፃኢ ፀላእቲ ብምትሕብባር ዝሰርሕ ዘሎ ግብረ ራዕዲ ህወሓት መቓብሩ ንምፍጣን ክሳብ ሐዚ ዝነበረ ዓወት ልዕል ንምባል ጠንኪርካ ምስራሕ ከምዝግባእ ጀነራል ብርሀኑ ኣተሓሳሲቦም፡፡

<span;>እቲ ግብረ ራዕዲ ንኢትዮጵያ  ንምብታን ፃዕሪ እንተገበረ እውን ዕላምኡ ንከየሳኽዕ ብጀግና ሰራዊትና ዝተደምሰሰ ከምዝኾነ ብምዝኽኻር፥ እቲ ዓወት ንክምዝገብ ኣባላት ሰራዊት ንዘመዝገብዎ ህልኽካ ዘወድእ ቃልሲ ኣመስጊኖም።

<span;>ናይቲ ዘተ ተሳተፍቲ፥ ሰራዊትና ኣብዚ ሐዚ እዋን ዝተማልአ ቁመና ከምዘለዎ ኣረጋጊፆም።

<span;>ፍልፍል:- ናይ ሃገር መከላከያ ሰራዊት ፌስ ቡክ ገጽ

<span;>እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

<span;>ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

<span;>ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

<span;>ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

<span;>ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

<span;>https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

<span;>ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

<span;>https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።</span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;>

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.