Fana: At a Speed of Life!

ልዕሊ 1 ሚሊየን ሰባት ኣስትራዜኒካ ክታበት መከላኸሊ ኮቪድ19 ተኸቲቦም – ሚኒስቴር ጥዕ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣስትራዜኒካ ክታበት መከላኸሊ ኮቪድ19 ክትባት ልዕሊ 1 ሚሊየን ሰባት ከምዝተኸተቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።

ኣብቲ ሚኒስቴር መተሓባበሪ ፕሮግራም ክታበት ኣይተ ዮሐንስ ላቀው፥ ብብርኪ ሃገር ዝወሃብ ዘሎ ክትባት በቢብርኩ ኣብ ኩለን ክልላት ተበፃሒ ብምግባሩ ቁፅሪ ተኸታቢ ከምዝወሰኸ ገሊፆም።

ኣብዚ ሐዚ እዋን ን1 ሚሊየንን 413 ሺሕ ሰባት ናይ ኣስትራዜኒካ ክትባት ተበፃሒ ከምዝተገበረ ኢፕድ ፀብፂቡ።

ብኣላዛር ታደለ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.