Fana: At a Speed of Life!

ልዕሊ 50 ሚሊየን ብር ዝግመቱ ናውቲታት ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ልዕሊ 50 ሚሊየን ብር ዝግመቱ ናውቲታት ኮንትሮባንድ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ተታሒዞም።

እቶም ናውቲታት ካብ ሃገር እንትወፁን ናብ ውሽጢ ዓዲ እንትኣትዉን ዝተትሓዙ ከምዝኾኑ ተገሊፁ።

ካብ መንጎ እቶም ዝተትሓዙ ናይ ሃገራት ወፃኢ ገንዘብ፣ ወርቂ፣ ዝተፈላለዩ ክዳው#ንቲ፣ ጫማ፣ ምግቢ ተንከፍ፣ መሳርሒታት ኲናት፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ መፀባብቒ፣ ስጋራ፣ መድሓኒታትን ወዘተ ከምዝርከብዎም ተገሊፁ።

42 ተሽከርከርቲ ኮንትሮባንድ እንተዘዋውሩ ከምዝተትሓዙ ካብ ሚኒስቴር እቶት ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.