Fana: At a Speed of Life!

ልዕሊ 750  ነበር ኣባላት ዕጡቓት ህወሓት ፍሉይ ሓይሊ፣ ፖሊስን ሚኒሻን ናይ ተሃድሶ ስልጠና ይወስዱ ኣለው

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2013 ዓ ም(ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 750  ነበር ኣባላት ዕጡቓት ፍሉይ ሓይሊ፣ ፖሊስን ሚኒሻን ህወሓት ኣባላት ኣብ  ዓፋር ኣዋሽ ኣርባ ናይ ተሃድሶ ስልጠና ይወስዱ ኣለው።

ጉጅለ ህወሓት ኣብ ልዕሊ እዚ ሰሜን ምፍፃሙ ስዒቡ ብዝተገበረ ወፍሪ ሕጊ ብዙሓት ዕጡቓት ነበር ህወሓት ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኢዶም ሂቦም ኢዮም።

ካብ መንጎ እቶም ኢዶም ዝሃቡ እቶም 764 ስልጠና እናተውሃቦም ፀኒሑ ኢዩ።

ኣብዝሓ ሰልጠንቲ ካብ ስራሕቲ ሕርሻኦም ተገዲዶም ናብ ኩይናት ዝኣተዉ ሓርስቶት ኢዮም ተባሂሉ።

ስለ ዝኾነ እቶም መናእሰይ እንታይነት ሃገራዊ ለውጢን ከይዲ ምኽባር ሕጊን ብዝምልከት ኣብ ህንፀት ዓቕሚን ለውጢ ኣተሓሳስባን ዘድሃበ ስልጠና ይወሃቦም ኣሎ።

እቲ ስልጠና ምስ ወድኡ ናብ ከከባቢኦም ተመሊሶም ንቡር ሂወቶም ክመርሑ ከምዝግበር ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.