Fana: At a Speed of Life!

ሎሚ 12 ሕዳር 2013 ዓ.ም ከተማ ዓዲግራት ካብ ጁንታ ህወሓት ነፃ ወፂኣ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ 12 ሕዳር 2013 ዓ.ም ከተማ ዓዲግራት ካብ ጁንታ ህወሓት ነፃ ወፂኣ።
ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ሎሚ መዓልቲ ኣብ ልዕሊ ጁንታ ህወሓት ዓወት ብምምዝጋብ ከተማ ዓዲግራት ሙሉእ ብሙሉእ ነፃ ከምዘውፅኣ መፃረዪ ሓበሬታ ህፁፅ ግዜ ኣዋጅ ኣፍሊጡ።
ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብዚ ሐዚ እዋን ናብ መቐለ የምርሕ ኣሎ።
ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ኣክሱምን ዓድዋን ሙሉእ ብሙሉእ ትማሊ ከምዝተቖፃፀረ ይዝከር።
እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.