Fana: At a Speed of Life!

ሓበራዊ ኣኼባ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን ዝቕፅል ሰሙን ሰኑይ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)5ይ ዘበን 6ይ ዓመት እዋን ስራሕ ቀዳማይ ስሩዕ ሓበራዊ ኣኼባ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን ፌዴሪኢ 25 መስከረም 2013 ዓ.ም ከምዝሳለጥ ተገሊፁ።

ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን እቲ ስሩዕ ኣኼባ ኣመልኪቱ ኣብዘመሓላለፎ መልእኽቲ ፃውዒት፥ እቲ ቤት ምኽሪ ስሩዕ ኣኼብኡ 26ን 27 መስከረም 2013 ዓ.ም ቀፂሉ ከካይድ ኢዩ።

ኣብ ሓበራዊ ኣኼባ ክልቲኦም ኣቢጣ ምኽሪ ድማ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ብዝገብረኦ መደረ ክኽፈት ኢዩ ተባሂሉ።።

ኣብ መኅፈቲ መደረ እተን ፕሬዚዳንት መንግስቲ ኣብ በጀት ዓመት 2013 ዓ.ም ትኹረት ሂቡ ዘሳልጦም ተግባራት ዕላ ክግበሩ ኢዮም ዝብል ትፅቢተር ኣሎ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
https://t.me/tigrignafana

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.