Fana: At a Speed of Life!

መራሒ “ኣይ ኤስ” ነበር ኣቡ ኣልሓሰን ኣልሓሸሚ ኣልቝረይሺ ተቐቲሉ

ኣዲስ ኣበበ፣ 22 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ “ካሊፍ” ብምባል ዝፅውዖ መራሒ “ኣይ ኤስ” ነበር ኣቡ ኣልሓሰን ኣልሓሸሚ ኣልቝረይሺ ከምዝተቐተለ ተገሊፁ።

ኣቡ ኣልሓሰን ኣልሓሸሚ ኣልቝረይሺ ኣብ ኲናት ከምዝተቐተለ ምክትል መራሒ እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ምግላፁ ኣርቲን ሬውተርስን ፀብፂበን።

ኣበይን መዓስን ከምዝሞተ ግን ዝርዝራዊ ሓበሬታ ኣይሃበን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.