Fana: At a Speed of Life!

መርሃ ግብሪ መሃብ ኣፍልጦ ሰብ ሞያታት ኪነ-ጥበብ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፓርክ እንጦጦ መርሃ ግብሪ መሃብ ኣፍልጦ ሰብ ሞያታት ኪነ-ጥበብ ይካየድ ኣሎ።

“ንኢትዮጵያ ስለዘገልገልኩምዋ ኢትዮጵያ ተመስግነሁም” ብዝብል ሓሳብ ኢዩ ኣፍልጦ እናተውሃበ ዝርከብ።

ኣብቲ መርሃ ግብሪ ኣብ ኩሎም ዓውዲታት ኪነ-ጥበብ ንሃገሮም ውዕለታ ዝወዓሉ ሰብ ሞያታት ተረኺቦም።

ብኣላዛር ታደለ

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.