Fana: At a Speed of Life!

መርሃ ግብሪ መግለፂ ሰናይ ትምኒት ተነሓናሕቲ ፓርቲታት ፖለቲካ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ መግለፂ ሰናይ ትምኒት ተነሓናሕቲ ፓርቲታት ፖለቲካ መበል ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ተሳሊጡ።

እቲ መርሃ ግብሪ ብማይንድ ኢትዮጵያ ዝተሰናድአ እንትኸውን፥ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሓዊሱ ካልኦት ኣመርርሓ ፓርቲታት ፖለቶካ፣ መራሕቲ ሃይማኖት፣ ኣፈፀምቲ ቦርድ ምርጫ፣ ኣምባሳደራት ፃውዒት ዝተገበረሎም ኣጋይሽን ተረኺቦም።

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ፥ ሎሚ ምሽት ፓርቲታት ፖለቲካ ብምትእኽኻብ ስነ ስርዓት መግለፂ ሰናይ ትምኒት ዘዳለወ “ማይንድ ኢትዮጵያ” ነመስግን ኢሎም።

ብርግፅ ኢትዮጵያ ትዕወት ክብል እውን ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያኦም ፅሒፎም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.