Fana: At a Speed of Life!

መበል ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ንምፅብፃብ ዘኽእል  ፍቓድ ዝረኸቡ 89 ዓለም ለኸ ጋዜጠኛታት ናብ ኢትዮጵያ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ምርጫ ንምፅብፃብ ዘኽእል  ፍቓድ ክሳብ 11 ሰነ 2013 ዓ.ም ዝረኸቡ 89 ዓለም ለኸ ጋዜጠኛታት ናብ ኢትዮጵያ ኣቲዮም።

በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ከምዝበሎ፥ እቶም ፍቓድ ዝረኸቡ ቢቢሲ፣ ኣልጀዚራ፣ ኒውዮርክ ታይምስ፣ ሮይተርስ፣ ኤ.ኤፍ.ፒ፣ ቪ.ኦ.ኤ፣ ኤ.ፒ፣  ዶቼ ዌሌ፣  ፈይናንሻል ታይምስ፣ ስካይ ብሮድካስቲንግ፣ ከዮዶ ኒውስ፣  አውስታራሊያን ብሮድካስት፣ ዴት ዜይት፣ ዬሌ ብሮድካስት፣ ዣይስ ኒውስ፣ ፍራንክፈርት ሩንዶሽ፣ ዜድ ዲ. ኤፍ ጀርመን ቲቪ፣ ናሽናል ፐብሊክ ሬዲዮ (ኤን ፒ.አር)፣ ቬሪጀስ ሬዲዮ፣  ጃፓን ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬሽን፣  ስዊድን ደጀንስ፣ ዴር ስተርን፣ ፊኒሽ ብሮድካስቲንግ፣ ትሮው ሚዲያ፣ አሽራቅ ኒውስ ሰርቪስ፣ ኖርዊጂያን ብሮድካስቲንግ፣  ኤጅንሲያ ኤፍ ኤም፣  ሲ.ኤን.ኤንን ሲ.ቢ.ኤስን ኢዮም።

ወቅታዊ፣ትኩስ እና የተሟሉ መረጃዎችን ለማግኘት፡-
ድረ ገጽ፦ https://www.fanabc.com/
ፌስቡክ፡- https://www.facebook.com/fanabroadcasting
ዩትዩብ፦ https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/
ቴሌግራም፦ https://t.me/fanatelevision
ትዊተር፦ https://twitter.com/fanatelevision በመወዳጀት ይከታተሉን፡፡
ዘወትር፦ ከእኛ ጋር ስላሉ እናመሰግናለን!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.