Fana: At a Speed of Life!

መበል 1 ሽሕን 442 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብ መላእ እዛ ሃገር  ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ግንቦት ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ) መበል 1 ሽሕን 442 ዓመተ ሂጅራ በዓል ዒድ ኣልፈጥር ይኽበር ኣሎ።

እቲ በዓ ኣብ መላእ እዛ ሃገር ብሰዓብቲ እምነት እስልምና ሎሚ መዓልቲ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታት ኢዩ ዝኽበር ዘሎ።

ፕሬዚዳንት እቲ ቤት ምኽሪ ተቀዳሚ ሙፍቲ ሓጅ ዑመር ኢድሪስ፥ ምእመናት እቲ በዓል እንተኽብሩ ዝተፀገሙ ወገናት ብምሕሳብ ክኸውን ከምዝግባእ ኣተሓሳሲቦም ምንባሮም ይዝከር።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.