Fana: At a Speed of Life!

መበል 80 ዓመት በዓል ዓወት መዓልቲ ሃርበኛታት ኢትዮጵያውያን ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 80 ዓመት በዓል ዓወት መዓልቲ ሃርበኛታት ኢትዮጵያውያን ይኽበር ኣሎ።

ጣሊያን ሕነ ዓወት ዓድዋን ንምፍዳይ ክትብል ኣብቲ እዋን ቀዳማይ ሚኒስትር ብዝነበረ ቤኒቶ ሙሶሎኒ ኣቢላ፥ ካብ 1928 ክሳብ 1933 ዓ.ም  ንኢትዮጵያ ምውራራ ይዝከር።

ስለዝኾነ ኣብቲ እዋን ዝነበሩ ኢትዮጵያውያን ነቲ ወራሪ ሓይሊ ንሓሙሽተ ዓመታት ተቓሊሶም ብ1933 ዓ.ም ተዓዊቶም ኢዮም።

እቶም ሃርበኛታት ንነፃነት ሃገሮም ዝኸፈልዎ መስዋእቲን ዝዓተርዎ ዓወትን  ንምዝካር በቢዓመቱ 27 ሚያዚያ 27 ተኸቢሩ ይውዕል።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.