Fana: At a Speed of Life!

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መበል 75 ዓመቱ የኽብር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መበል 75 ዓመት ምስረትኡ የኽብር ኣሎ።

እቲ መገዲ ኣየር ቅድሚ 75 ዓመት ከምዛ ሎሚ መዓልቲ ዝተጣየሸላ መዓልቲ ኢያ፡፡

ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 1946 ፈላመይቲ ዓለም ለኸ በረራ ካብ ኣዲስ ኣበባ ተበጊሳ ብኣስመራ ኣቢላ ኣብ ግብፂ ካይሮ ዓሪፋ ከምዝነበረት ይዝከር።

ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣብ ዓለም ካብ ዝርከቡ መገዲ ኣየራት ሓደ ንምዃን ዝበቕዐ እቲ መገዲ ኣየር፥ሎሚ መዓልቲ መበል 75 ዓመቱ እናኽበረ ከምዝርከብ ኣፍሊጡ።

እቲ መገዲ ኣየር፥ ንዓማዊሉን ሰራሕተኛታቱን ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፉ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.