Fana: At a Speed of Life!

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ “ሳብሬ” ምስ ዝተብሃለ ኣቕራቢ ቴክኖሎጂ ሶፍትዌር ኮርፖሬሽን ዝነበሮ ውዕሊ ስምምዕነት ኣሐዲሱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ “ሳብሬ” ምስ ዝተብሃለ ኣቕራቢ ቴክኖሎጂ ሶፍትዌር ኮርፖሬሽን ዝነበሮ ውዕሊ ስምምዕነት ኣሐዲሱ።

እቲ መፈዲ ኣየር ምስ ሳብሬ ዝኣተዎ ንነዊሕ እዋን ዘፅነሖ ስትራቴጂካዊ ሽርክና ኣሐዲሱ ዘሎ፥ ንዝቕፅሉ ሸውዓተ ዓመታት ብውሕዱ 110 ሚሊየን ዶላር ኣገልግሎት ንምግዛእ ዝተኣተወ ውዕሊ ኢዩ፡፡

ኣብቲ ስምምዕነት መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ስርዓት ኣገልግሎት መገደኛታት ሳብሬ ምጥቃሙ ከምዝቕፅል ተሓቢሩ፡፡

ኣብቲ መገዲ ኣየር ካብ ኮርፖሬሽን ሳብሬ ብዝቐርበሉ “Sabre’s Intelligence Exchange” ልውውጥ ሓበሬታን ተበፃሕነት መገደኛታት ከምዝኸውንን ተገሊፁ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.