Fana: At a Speed of Life!

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ዝተፈላለያ ሃገራት 95 ሚሊየን ፍረ ዕምበባ ምጉዕዓዙ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ዝተፈላለያ ሃገራት 95 ሚሊየን ፍረ ዕምበባ ምጉዕዓዙ ኣፍሊጡ።

እቲ መገዲ ኣየር ነቲ ፍረ ዕምበባታት ከጎዓዕዞም ዝኸኣለ፥ ኣብ እዋን መዓልቲ ቫላንታይን ጥራሕ ከምዝኾነ ገሊፁ፡፡

ኣገልግሎት ካርጎን ሎጂስቲክስን እቲ መገዲ ኣየር ከምዝሓበሮ፥ ካብ ዝተጓዓዓዘ ዕምበባ እቲ 1 ሺሕን 600 ቶን ካብ ናይሮቢ፤ እቲ 3 ሺሕ ቶን ድማ ካብ ኣዲስ ኣበባ ኢዩ፡፡

እቲ ፍርያት ዕምበባ፥ ናብ ቤልጂም፣ ኮትዲቯር፣ ጀርመን፣ ጣሊያን፣ ሕቡራት ዒማራት ዓረብ፣ ኣሜሪካ፣ ደቡብ ኮሪያ፣ ስዑድ ዓረብን ደቡብ አፍሪካን ዝተጓዓዓዘ ኢዩ፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.