Fana: At a Speed of Life!

ሚኒስትር ሰላም ምስ ዋና ፀሓፊት ጉዳያት ህንፀት ፖለቲካ ሰላምን ውሕመ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2013 ( ኤፍ ቢ ሲ) ሚኒስትር ሰላም ወይዘሮ ሙፈሪሃት ካሚል ምስ ዋና ፀሓፊት ጉዳያት ህንፀት ፖለቲካ ሰላምን ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ) ዶክተር ሮዝማሪ ዲካርሎ ተዛቲየን

እተን ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ከምዝበልኡ፥ እቲ ዘተ ኣብ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ብፍላይ ኣብ ትግራይ ዝተገበረ በይናዊ ደው ምባል ተኹሲን ሰብኣዊ ሓገዝን ብዝምልከት ትኹረት ዝገበረ ኢዩ።

ብተወሳኺ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘላቶ ከይዲ ለውጢ፣ ከይዲ መበል ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫን ብብርኪ ሃገር ንዝሓለፈ ሓደ ዓመት ኣብ ምክያድ ብዛዕባ ዘሎ ኩለ መዳይ ከይዲ ዘተ ማሕበረሰብ ብዝምልከት መብርሂ ሂበነ።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.