Fana: At a Speed of Life!

ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ ምስ ዋና ዳይሬክተር ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ ያስሚን ወሀብረቢ ምስ ዋና ዳይሬክተር ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ኣሞስ ኪፕሮኖ ቼፕቶ ተዛቲየን።

እቲ ባንኪ ልምዓት ብፍላይ ኣብ ዝርገሐ መሰረተ ልምዓት፣  ትራንስፖርት፣ ኢነርጂ፣ ክንክን ማይን ፅሬትን፣  ግብርና ዝገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ንክቕፅል ሓቲተን።

ዋና ዳይሬክተር ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ኣሞስ ኪፕሮኖ ቼፕቶ ብግደኦም፥ እቲ ባንኪ ሃገር በቆል ፕሮግራም ምምሕያሽ ኢኮኖሚ እዛ ሃገር ንምሕጋዝ ዘለዎ ቁርፀኝነት ኣረጋጊፆም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ
ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.