Fana: At a Speed of Life!

ማሕበር ዊልቸር ኩዕሾ ስክዒት ኢትዮጵያ ኣባል ዓለም ለኸ ፌዴሬሽን ዊልቸር ኩዕሶ ስክዒት ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ማሕበር ዊልቸር ኩዕሾ ስክዒት ኢትዮጵያ ኣባል ዓለም ለኸ ፌዴሬሽን ዊልቸር ኩዕሶ ስክዒት ኮይኑ።

ማሕበር ዊልቸር ኩዕሾ ስክዒት ኢትዮጵያ ካብ ዓለም ለኸ ፌዴሬሽን ዊልቸር ኩዕሶ ስክዒት ፍቓድ ኣባልነት ምርካቡ ካብ ኮሚሽን ስፖርት ፌዴራልዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዚ ድማ ስፖርታዊ ምንቅስቓስ ጉዱኣት ኣካል ካብ ውሽጢ ዓዲ ናብ ኣህጉርን ዓለም ለኻዊን ብርኪ ብምስግጋር ጉዱኣት ኣካል ኣብ ስፖርት ተሳተፍትፎኦምን ተረባሕነቶምን ንምርግጋፅ ዘኽእል ከምዝኾነ ተሓቢሩ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.