Fana: At a Speed of Life!

ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንክልክ ትግራይ 100 ሚሊየን ብርን ዝተፈላለዩ ደገፋትን ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንክልክ ትግራይ 100 ሚሊየን ብር፣ 35 ሚሊየን ብር ዝግመት ናውቲ ቢሮ፣ 3 ኣምቡላንስን 2 መኪናን ደገፋትን ገይሩ።

ምክትል ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ አዳነች አቤቤ እቲ ደገፍ ንግዚያዊ ምምሕደር እቲ ክልል ኣረኪበን።

ብተወሰኺ ምስ አባላት ኣመራርሓ እቲ ምምሕዳር፣ ዓበየቲ ዓዲን መራሐተ ሃይማኖትን ተዛቲየን።

ኣብቲ ክል ዝተረጋገዐ ሰላም ክሳብ ዝነግስን ኣወሃህባ ኣገልግሎት ናብ ንቡር ክሳብ ዝምለስን ምምሕዳር እቲ ከተማ ደገፉ ክቕፅል ኢዩ ኢለን።

ወይዘሮ አዳነች አቤቤ ፣ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ  ኣይ ኦርዲን በድሪ፣ ከንቲባ ድሬዳዋ አቶ አህመድ መሀመድ ቡሀ  ፣  ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ኣዲስ ኣበባ፣ መራሕቲ ሃይማኖት፣  አባገዳታት ኣብ እዋን ምኽባር ሕጊ ጉድኣት ንዝበፅሖም ወገናት ኣብ ሆስፒታል ዓይደር ብምርካብ ከምዝሓተቱዎም ተገሊፁ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ
ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.