Fana: At a Speed of Life!

ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዘህነፆም ዘበናዊ መምርሒታት ፖሊስ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዘህነፆም ዘበናዊ መምርሒታት ፖሊስ ኣመሪቑ።

ኣብቲ ስነሰርዓት ምረቓ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ ዝተረኸባ እንትኾና፥ እቶም መምርሒታት ፖሊስ ፀገም ፀፅታ እታ ከተማ ኣብ ምቅላል ግደ ከምዝህልዎም ተሓቢሩ።

እቶም ኣብ ክፍለ ከተማታት ኣራዳ፣ ልደታን ኮልፌ ዝተሃነፁ ህንፃታት፥ ንህንፀቶም ልዕል 320 ሚሊየን ብር ወፃኢ ከመዝተገበረሎም ተሓቢሩ።

ዓለም ለኻዊ ሕግታት ከንከን ተሃነፅቲ ዘማልኡ፣ መዕረፊ ቦታ ተሃነፅቲ፣ ክሊኒክ፣ ኣዳራሽ ኣኼባ፣ ካፊቴሪያን ካልኦት ዝተፈላለዩ ንስራሕቲ ፖሊስ ዝሕግዙ ቴክኖሎጂታት ዝሓዙ ከምዝኾኑ አወን ኣብቲ እዋን ምረቓ ተገሊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.