Fana: At a Speed of Life!

ስፓርት

ኣቤል ያለው ናብ ግብፃዊት ጋንታ ዜድ ኤፍ ሲ ተፀምቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ተፃዋታይ ክፍሊ ምጥቃዕ ጋንታ ቅዱስ ጊዮርጊስ ኣቤል ያለው ናብ ግብፃዊት ጋንታ ዜድ ኤፍ ሲ ከምዝተፀምበረ ጋንትኡ ኣፍሊጣ። ካብ ታሕተዋይ ሊግ ብምዕባይ ንፕሪሚየር ሊግ ግብፂ እናመርሐት ትርከብ ጋንታ ዜድ ኤፍ ሲ÷ ንኣቤል ያለው ንምፍራም ምንቅስቓስ እናገበረት ፀኒሓ ነይራ፡፡ ምስ ጋንት ቅዱስ ጊዮርጊስ ዝተረፈ ሓደ ዓመት ኮንትራት ዝነበሮ እቲ ተፃዋቲ÷ ክዛዘም ኣብ ዝቐረበ መስኮት ዝውውር ግብፂ ብዕሊ ናብ ጋንታ ዜድ ኣፍ ሲ ተፀምቢሩ፡፡ በዚ ደማ ካብ ሳላሃዲን ሰዒድ ፣ ሽመልስ በቀለ ፣ ዑመድ…
Read More...

ሃገር ለኸ ቅብብል ሽግ ፓሪስ ኦሎምፒክ 2024 ኣብ መቐለ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2024 ዝካየድ ፓሪስ ኦሎምፒክ መርሃ ግብሪ መጀመሪ ሃገር ለኸ ቅብብል ሽግ ኣብ ከተማ መቐለ ተኻይዱ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ መጀመሪ÷ ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ሓጋዚት ኮሚሽነር ኣትሌት ደራርቱ ቱሉን ካልኦት ኣመራርሓታትን ተረኺቦም። ኣብ ዝቕፅል ወርሒ ሓምለ 2016 ዓ.ም ንዝካየድ…

ኣትሌት ሳሙኤል ተፈራ ኣብ ኣስታና ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ሻምፒዮና 3 ሺሕ ሜትሮ ውሽጢ ገዛ ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ሳሙኤል ተፈራ ኣብ ካዛኪስታን፣ ኣስታና ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ሻምፒዮና 3 ሺሕ ሜትሮ ውሽጢ ገዛ ናይዚ ዓመት ቅልጡፍ ሰዓት ብምምዝጋብ ተዓዊቱ። እቲ ኣትሌት ነቲ ውድድር ብ7 ደቒቓን 33 ሴኮንድን 85 ማይክሮ ሴኮንድን ብምእታው ከምዝተዓወተ ኣብ ኣትሌቲክስ ዓለም ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። እዋናዊ…

ጋና ንሰልጣኒኣ ክሪስ ሁተን ኣሰናቢታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋና ኣብ ፅዋዕ ኣፍሪካ ካብ ምድብ ዘይምሕላፋ ስዒቡ ንኣሰልጣኒ እታ ሃገራዊት ጋንታ ክሪስ ሁተን ኣሰናቢታቶም፡፡ ጋና ኣብ 2023 ፅዋዕ ኣፍሪካ ግምት ሻምፒዮናነት ካብ ሞንጎ ዝተውሃበን ኣርባዕተ ሃገራውያን ጋናትታት ሓንቲ ትኹን እምበር ትፅቢት ብዘይተገበረሉ ኩነታት ካብ ምድባ ክትሰናበት ተገዲዳ፡፡ ሃገራዊት ጋንታ ጋና ምስ…

ኣትሌት ለሜቻ ግርማ ኣብ ፈረንሳይ ሌቪን ኣብ ዝካየድ ውድድር ጉያ 3 ሺሕ ሜትሮ ክሳተፍ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ዋና ክብረ ወሰን ዓለም 3 ሺሕ ሜትሮ መሰናክል ኣትሌት ለሜቻ ግርማ ኣብ ፈረንሳይ ሌቪን ኣብ ዝካየድ ውድድር ጉያ 3 ሺሕ ሜትሮ ክሳተፍ ኢዩ ተባሂሉ። እቲ ኣትሌት ኣብ ዝሓለፈ ዘበነ ውድድር ኣብ ፈረንሳይ ሌቪን ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ውሽጢ ገዛ 3 ሺሕ ሜትሮ ብ7 ደቒቓን 23 ሰኮንድን 81 ማይክሮ ሰኮንድን ብምእታው…

ሞሮኮን ዲሞክራቲክ ኮንጎን ማዕረ ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 34 ፅዋዕ ኣፍሪካ መፃረዪ ፀወታ ምድብ ሃገራውያን ጋንታታት ሞሮኮን ዲሞክራቲክ ኮንጎን 1 ን 1 ማዕረ ተፈላሊየን፡፡ 11 ሰዓት ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ምድብ 6÷ ንሞሮኮ ኣሽራፍ ሃኪሚ ከምኡ እውን ንዲሞክራቲክ ኮንጎ ካቶምፓ ሙቩምፓ ሽቶታት ኣመዝጊቦምወን፡፡ ዲሞክራቲክ ኮንጎ ዝረኸበታ ፍፁም ቅላዕ ኣጥቃዕ ሴድሪች…

ኢትዮጵያ ካብ ፅዋዕ ዓለም ደቂ ኣንስትዮ ኮሎምቢያ ወፃእ ኮይና

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ትሕቲ 20 ዓመት ደቂ ኣንስትዮ ካብ ፅዋዕ ዓለም ኮሎምቢያ ወፃእ ኮይና። እታ ሃገራዊት ጋንታ÷ ሎሚ መዓልቲ ናይ መወዳእታ ዙር መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ዓለም ምስ ሞሮኮ መዘናኣ ተፃዊት፡፡ ሎሚ ኣብ ስታዲየም ኣበበ ቢቂላ ዝተኻየደ ናይ መልሲ ፀወታ ኢትዮጵያ ብፀሃይነሽ ጁላ ሸቶ ንሞሮኮ 1 ን 0 ትስዓር…