Fana: At a Speed of Life!

ስፓርት

ጋንታታት ቼልሲን ማንቸስተር ዩናይትድን ዝገበረኦ ፀወታ ብዓወት ቼልሲ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታታት ቼልሲን ማንቸስተር ዩናይትድን ዝገበረኦ ፀወታ 4 ን 3 ብዝኾነ ውፅኢት ቼልሲ ተዓዊታ። ኣብ መበል 30 ሰሙን ፕሪሜርሊግ እንግሊዝ ጋንታታት ቼልሲን ማንቸስተር ዩናይትድን ምሸት 4፡15 ዝተራኸባ እንትኾና÷ ቼልሲ ኣብ መወዳእታ ደቓይቕ ብዘመዝገበትን ክልተ ሸቶታት 4 ን 3 ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራ፡፡ ቼልሲ ንኽትዕወት ኮል ፓልመር ሰለስተ ሸቶታት እንተመዝግብ ሓንቲ ድማ ጋላገር ኣመዝጊቡዋ÷ ብወገን ማንቸስተር ዩናይትድ ድማ ጋርናቾ ክልተ ሸቶታት ቡርኖ ፈርናንዴዝ ሓንቲ ሸቶ ኣመዝጊቦም፡፡
Read More...

ፌዴሬሽን ጉስጢት ኣፍሪካ ዋና ቤት ዕይኡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክኸፈት ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፌዴሬሽን ጉስጢት ኣፍሪካ ዋና ቤት ዕይኡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንምኽፋት ዘኽእልስምምዕነት ምስ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ከቲሙ። ኣብቲ ስምምዕነት፥ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ብርቱኳን ኣያኖን ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን ጉስጢት ኣፍሪካ ኣይተ ኢያሱ ወሰንን ክታሞም ከምዘንበርሉ ኣብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ…

ኣብ መበል 45 ዓለም ለኸ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ሃገር ኣቋራፂ ንዝተሳተፉ ኣትሌታት ኣቀባብላ ተገይሩሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰርቢያ ቤልግሬድ ኣብ ዝተሳለጠ መበል 45 ዓለም ለኸ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ሃገር ኣቋራፂ ንዝተሳተፉ ኣትሌታት ኣብ ዓለም ለኻዊ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ኣቀባብላ ተገይሩሎም። ሚኒስትር ዴኤታ ባህልን ስፖርትን ኣምባሳደር መስፍን ቸርነትን ረዳት ኮሚሽነር ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣትሌት ደራርቱ ቱሉ ነቲ ጉጅለ…

ኣብ ኢትዮጵያ ስፖርት ጉስጢት ውፅኢታዊ ንክኸውን ካብ ፕሮጀከት ጀሚሩ ከስረሐሉ ይግባእ-ስፖርተኛታት ጉስጢት

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ስፖርት ጉስጢት ውፅኢታዊ ንክኸውን ካብ ፕሮጀከት ጀሚሩ ከስረሐሉ ይግባእ ክብላ ስፖርተኛታት ጉስጢት ገሊፀን። እተን ኣብ መበል 13 ፀወታታት መላእ ኣፍሪካ ወርቂ ዘርከባ ስፖርተኛታት እተቲ ዓውዲ ቤተልሄም ገዛኸኝን ቤተል ወልዴ ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝነበረን ፃንሒት፥ ድሕሪ ዓመታት ብጉስጢት…

ጋንታ ሊቨርፑል መሪሕነት ፕሪሜር ሊግ እንግሊዝ ብግዚያዊነት ተረኪባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 30 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ጋንታ ሊቨርፑል ንብራይተን 2 ን 1 ብዝኾነ ውፅኢት ብምስዓር ናብ መሪሕ እቲ ሊግ ኮይና፡፡ ሊቨርፑል ንኽትዕወት ሉዊስ ዲያዝን ሞሃመድ ሳላህን እተን ሸቶታት ኣመዝጊቦምወን፡፡ ንብራይተን ካብ ስዕረት ዘየድሐነት ሸቶ ድማ ዳኒ ዌልቤክ ኣመዝጊቡዋ፡፡ እቲ ውፅኢት ስዒቡ…

ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ናይ ዚ ሰሙን ትፅቢት ዝግበረሉ ፀወታ ሎሚ ምሸት ከተኣናግድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብዚ ሰሙን ትፅቢት ዝግበረሉ ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ ምሸት ክካየድ ኢዩ። መበል 30 ሰሙን ፀወታታት እቲ ሊግ ሎሚ ምሸት ቀፂሎም እንትካየዱ÷ ኣብቲ ሊግ ካብ ቀዳማይ ክሳብ ሳልሳይ ደረጃ ዝርከባ ጋንታታት ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ። 64 ነጥቢ ብመሓዝ እናመርሐት ትርከብ ጋንታ ኣርሴናል 63 ነጥቢ ብመሓዝ…

ጋንታታት መቐለ 70 እንደርታን ወልዋሎን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ስምምዕነት ከቲመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታታት ኩዕሶ እግሪ መቐለ 70 እንደርታን ወልዋሎ ዩኒቨርሲቲ ዓድግራትን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ስምምዕነት ከምዝከተማ ተገሊፁ። ብመሰረት እቲ ስምምዕነት ክልቲኣን ጋንታት ፋይናንሳዊ ዓቕመን ዘጠናኽራሉን ዓርሰን ዝኽእላሉን መገዲ ኣብ ምንዳይ፣ ተተካእቲ ሰገናትን ስፖርት ኣብ ምፍራይ ብሓባር ክሰርሓ ኢየን። ብተወሳኺ ኣብ…