Fana: At a Speed of Life!

ስፓርት

ኢትዮጵያ ብ1 ሺሕን 500 ከምኡ እውን ብ800 ሜትሮ ውድድር ጉያ ደቂ ኣንስትዮ ሜዳሊያ ወርቂ ረኺባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ግላስጎ ኣብ ዝተኻየደ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ውሽጢ ገዛ ዓለም ኢትዮጵያ ብ1 ሺሕን 500 ሜትሮን ብ800 ሜትሮን ውድድር ጉያ ደቂ ኣንስትዮ ሜዳሊያ ወርቂ ረኺባ። ኣብቲ ሻምፒዮና÷ ብ1 ሺሕን 500 ሜትሮ ውድድር ፍፃመ ደቂ ኣንስትዮ ፍሬወይኒ ሃይሉ 4:01.46 ብዝኾነ ሰዓት ብምእታው ሜዳልያ ወርቂ ኣምፂኣ። ብተመሳሳሊ ብ800 ሜትሮ ውድድር ፍፃመ ደቂ ኣንስትዮ ፅጌ ዱጉማ 2:01.90 ብዝኾነ ሰዓት ብምእታው ሜዳልያ ወርቂ ክተመዝግብ ክኢላ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም…
Read More...

ኢትዮጵያ ቡና ንሲዳማ ቡናን 3 ን 0 ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 16 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታታት ኢትዮጵያ ቡናን ሲዳማ ቡናን ተራኺበን ኢትዮጵያ ቡና 3 ን 0 ብዝኾ ውፅኢት ተዓዊታ፡፡ ኢትዮጵያ ቡና ንኅትዕወት ኣብዱልከሪም ወርቁ፣ ብሩክ በየነን ጊት ጋትኩት(ኣብ ናይ ባዕሉ መረብ)ን ኣቑፂሮምወን፡፡ መርሃ ግብሪ እቲ ሊግ እንትቕፅል ካብ ምሸት ሰዓት 1 ኢትዮጵያ…

ኣብ ሻምፒዮና ውሽጢ ገዛ ዓለም ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ሜዳሊያ ብሩርን ነሓስን ረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ግላስጎ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ሻምፒዮና ውሽጢ ገዛ ዓለም ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ሜዳሊያ ብሩርን ነሓስን ረኺቦም። ትማሊ ምሸት ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ፍፃመ 3 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮ፥ ጉዳፍ ፀጋዬ 8:21.13 ብዝኾነ ሰዓት ውድድራ ብምዝዛም 2ይ ደረጃ ብመሓዝ ተሸላሚት ሜዳልያ ብሩር ኮይና፡፡ ለምለም ሃይሉ…

ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ኣብ ምፅራይ ዓለም ለኸ ውድድር ሻምፒዮና ውሽጢ ገዛ ቀዳሞት ብምዃን ከምዝሓለፋ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ኣብ ምፅራይ ዓለም ለኸ ዝተፋፈዩ ውድድራት ሻምፒዮና ውሽጢ ገዛ ቀዳሞት ብምዃን ከምዝሓለፋ ተገሊፁ። ኣብ ግላስጎ ዓለም ለኸ ምፅራት 800 ሜትሮ ሻምፒዮና ውሽጢ ገዛ፥ ካብ ምድብ ሓደ ኣትሌት ሃብታም ኣለሙ ከምኡውን ምድብ ኣርባዕተ ፅጌ ዱጉማ 2 ደቒቓን 50 ማይክሮ ሰከንድን ቀዳሞት ኮይነን ብምእታው  …

ኣብ መበል 13 ፀወታታት መላእ ኣፍሪካ 149 ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ክሳተፉ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጋና ኣክራ ኣብ ዝሳለጥ መበል 13 ፀወታታት መላእ ኣፍሪካ 149 ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ክሳተፉ ኢዮም ክብል ሚኒስቴር ባህሊን ስፖርቲን ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዴኤታ እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር መስፍን ቸርነት፥ ኣብቲ ፀወታ ባህለን ስፖርቲን ሃገርና ዝፋለጠሉ መድረኽ ኢዩ ኢሎም። እቲ መድረኽ ዲፕሎማሲ ስፖርት ንምጥንኻር…

ፖል ፖግባ ካብ ፀወታ ኩዕሶ እግሪ ን4 ዓመታት ተኣጊዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖል ፖግባ ብምኽኒያት ምጥቃም “ዶፒንግ” ካብ ፀወታ ኩዕሶ እግሪ ን4 ዓመታት ተኣጊዱ። እቲ ፈረንሳያዊ ተፃዋትቲ፥ ዘተባብዕ ንጥረ ነገር ምውሳዱ ብምርግጋፁ ኢዩ ካብ ዝኾነ ይኹን ዓለም ለኸ ፀወታ ኩዕሶ እግሪ ተኣጊዱ። ብመሰረት እዚ ክሳብ 2027 ዓ.ም.ፈ ከምዘይሳተፍ ቢቢሲ ፀብፂቡ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦…

ኣብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ውሽጢ ገዛ ዓለም ዝሳተፍ ልኡኽ ኢትዮጵያ ናብ ግላስኮ ኣምሪሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 19 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ውሽጢ ገዛ ዓለም ዝሳተፍ ልኡኽ ኢትዮጵያ ናብ ግላስኮ ኣምሪሑ። መበል 19 ኣብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ውሽጢ ገዛ ዓለም ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 1 ክሳብ 3 መጋቢት 2024 ኣብ ግላስኮ ከምዝካየድ ይፍለጥ፡፡ ንኢትዮጵያ ብምውካል ኣብቲ ውድድር ንዝካፈል ጉጅለ ልኡኽ ሎሚ ቀትሪ ኣብ…