Fana: At a Speed of Life!

ሺ ጂንፒንግ ፕሬዚዳንት ቻይና ብምዃን ዳግም ተመሪፆም ተመረጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሺ ጂንፒንግ ፕሬዚዳንት ህዝባዊ ሪፐብሊክ ቻይና ብምዃን ዳግም ተመሪፆም።

ፕሬዚዳንት ሺ፥ እታ ሃገር ካብ ምምራሕ ብተወሳኺ ኣቦ መንበር ማእኸላይ ወታደራዊ ኮሚሽን ብምዃን ከምዝሰርሑ ኣዲስ ኣበባ ካብ ዝርከብ ኤምባ ቻይና ዝረኸብናዮ ሓሬታ የረድእ፡፡

ሎሚ ዕለት ብሙሉእ ድምፂ ዝተመረፁ ፕሬዚዳን ሺ ጂንፒንግ፥ ካብትማሊ ጀሚሩ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መበል 14 ብሄራዊ ባይቶ ህዝቢ ኢዩ ተባሂሉ፡፡

ሺ ጂንፒንግ ኣብ ፖለቲካ ዓለም ወና ፀሓፊ ኮሙኒስት ፓርቲን ኣቦ መንበር ማኸላይ ወታደራዊ ኮሚሽንን ቻይና ብምዃን ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 2012 ጀሚሮም ኣገልገሊም፡፡

ፕሬዚዳንት ህዝባዊ ሪፐብሊክ ቻይና ብምዃን ድማ ካብ 2013 ጀሚሮም ክሳብ ሕዚ ን10 ዓመታት ሃገሮም እናመርሑ ፀኒሖም፡፡

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.