Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ እምነ ኩርናዕ መዕርፎ ነፈርቲ ሚዛን ኣማን ኣንቢሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ዓመተ 2013 ንምጅማር ናብ ከልል ደቡብ ከተማ ሚዛን ኣማን ኣምሪሖም።

ስለዝኾነ ብብርኪ ክልል መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ብዕሊ ኣጀሚሮም።

ብተወሳኺ እምነ ኩርናዕ መዕርፎ ነፈርቲ እታ ከተማ ኣንቢሮም።

እቲ ዞባ ልዑል ሃፍቲ ተፈጥሮ ዘለዎ እንትኸውን፥ ህንፀት እቲ መዕርፎ ነፈርቲ ዓቕሚ እቲ ከባቢ ንዓለም ንምፍላጥን ኣብ ረብሓ ንምውዓልን ዘኽእል ዓቕሚ ዝፈጥር ኢዩ ተባሂሉ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.