Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ መፃኢ ሰኑይ ካብ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንዝለዓሉ ሓቶታት መልሲ ክህቡ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ መፃኢ ሰኑይ ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ተረኺቦም ካብ ኣባላት እቲ ባይቶ ንዝለዓሉ ሓቶታት መልሲ ክህቡ ኢዮም።

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ መፃኢ ሰኑይ 25 ጥሪ 2012 ዓ.ም 5ይ ዘበን ስራሕ ፍሉይ ኣኼቡኡ ከካይድ ኢዩ።

ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ድማ ኣብ እዋናዊ ዛዕባታት ኣድሂቦም ካብ ኣባላት እቲ ባይቶ ንዝቐርቡሎም ሕቶታት ምላሽን መብርሂን ክህቡ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ኣሎ።

ኣብ ፍሉይ ኣኼባ እቲ ባይቶ፥ ኣብ መበል 11 ስሩዕ ኣኼባ ዝተትሓዘ ቃለ ጉባኤ መርሚሩ ከምዘፅድቕ ናብ ጣቢያና ኣብ ዝለኣኾ መግለፂ ኣመልኪቱ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.