Fana: At a Speed of Life!

ቀ/ሚ ኣቢይ ምስ ዋና ፀሓፊ ውሕመ ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ተዛቲዮም።

ኣብ ዘተኦም ኣብ ቀጠናዊን ኩለመዳይ ጉዳያትን ከምዝተላዘቡ ኣብ ትዊተር ገፆም ኣፍሊጦም።

ብተወሳኺ ኢትዮጵያን ውድብ ሕቡራት መንግስታትን ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዘለዎም ምትሕብባር ኣብ ዘጠናኽርሉ ኩነታት ዘተኮረ ዘተ ከምዝነበረ ሓቢሮም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ
ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.