Fana: At a Speed of Life!

ቀ/ሚ ኣቢይ ናይ ዘኽታማት መንበሪ ገዛ ብምሕዳስ ክረምታዊ ስራሕ ወለንታ ኣጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ናይ ዘኽታማት መንበሪ ገዛ ብምሕዳስ ክረምታዊ ስራሕ ወለንታ ኣጀሚሮም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ኣብ ከባቢ ኣቧሬ ተረኺቦም ኢዮም መንበሪ ገዛ ዘኽታማት ብምሕዳስ ሎሚ መዓልቲ ኣጀሚሮም ዘለዉ።

ኣብዚ ክረምቲ ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይን ኣባላት ሓለዋ ሪፐብሊካን ጋርድን ክሳብ 15 ገዛውቲ ከምዝሕደሱ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ተዛሪቦም።

ዶክተር ኣቢይ፥ “ኩልና ተሓባቢርና ኣብ ከባቢና ዝርከቡ ዓቕመ ደካማታት ህይወቶም ክንቅይር ይግባእ” ኢሎም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.