Fana: At a Speed of Life!

ባንኪ ኣባይቲ ጎህ ብወግዒ ስራሕ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ታሪኽ ባንኪታት ኢትዮጵያ ብዝህቦ ኣገልግሎት ፈላማይ ዝኾነ ባንኪ ኣባይቲ ጎህ ብወግዒ ስራሕ ኣጀሚረን።

እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ገፀን ከምዝሓበረኦ፥ “ሎሚ መዓልቲ ኣብ ታሪኽ ባንኪታት ሃገርና ብዝህቦ ኣገልግሎት ፈላማይ ዝኾነ ባንኪ ብዕሊ ኣጀሚርና” ኢለን።

ኣብ ልምዓት ኣባይቲ ብዙሓት ስራሕቲ ይሰርሑ እምበር ኣብ ሞንጎ ቀረብን ጠለብን ዘሎ ልዑል ዘይምጥዕዓም ተወሰኽቲ ስራሕቲ ንኽስርሑ ኣገዲዱ ኢዩ ኢለን።

ብምዃኑ ድማ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ህንፀት ኣባይቲ ትኹረት ገይሩ ዝሰርሕ ባንኪ ኣባይቲ ጎህ ስራሕ ዝጀመረ እንትኸውን፥ ኣብ ቀፃሊ እውን መሰል ትካላት ፋይናንስ ትኹረተም ህይወት ዜጋታት ኣብ ዝልውጡ ተግባራት ንኽገብሩ ኣድላዪ ዘበለ ድጋፍን ክትትልን ከምዝግበር ገሊፀን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.