Fana: At a Speed of Life!

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ በዓል ዒድ ኣልፈጥር ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ንመበል 1 ሺሕን 442 ጊዘ ዝኽበር ዘሎ በዓል ዒድ ኣልፈጥር ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፉ።

እቲ በዓል ናይ ሰላም፣ ፍቕሪን ምትሕስሳብን ንክኸውን ሰናይ ትምኒቱ ገሊፁ።

በዓል ዒድ ኣልፈጥር፥ ሰዓብቲ እቲ እምነት መንፈሳዊ ክብሪታት ዘማዕብሉሉ፣ ምስ ካልኦት ሰዓብቲ እምነት ተኸባቢሮምን ተካኣኢሎመን ዘኽብርዎ በዓል ኢዩ ምባሉ ካብቲ ቤት ምኽሪ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.