Fana: At a Speed of Life!

ቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘህነፆ ፋብሪካ ባኒን ሕሩጭን ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘህነፆ ፋብሪካ ባኒን ሕሩጭን ኣመሪቑ።

እቲ ፋብሪካ ዕለታዊ 1 ሚሊየን ባኒ ዘፍሪ እንትከውን፥ 217 ሚሊየን ብር ወፃኢ ዝተገበረሉ ኢዩ ተባሂሉ።

ን450 ሰባት ዕድል ስራሕ ከምዝፈጥር እውን ተገሊፁ።

ኣብቲ ስነ ሰርዓት ምረቐ ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ብምርካብ ንከንቲኣ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ አዳነች አቤቤ ኣረኪበን።

ብፍሬህይወት ሰፊው

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.