Fana: At a Speed of Life!

ብሄራዊ ኣገልግሎት መረዳእታን ድሕንነትን ናይ ሓሶት ሓበሬታ ዝውዝዑ ኣክቲቪስታት ካብ ተግባሮም ንክቑጠቡ ኣተሓሳሲሲቡ

 

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ብሄራዊ ኣገልግሎት መረዳእታን ድሕንነትን ናይ ሓሶት ሓበሬታ ዝውዝዑ ኣክቲቪስታት ካብ ዘይሕጋዊ ተግባሮም ንክቑጠቡ ኣተሓሳሲሲቡ።

ሓሳቦም ብነፃነት ናይ መጥቃም መሰሎም ብዘይኣጋባብ ብምጥቃም ኣገልግሎት ብዝምልከት ናይ ሓሶት ሓበሬታ ዝውዝዑ ኣክቲቪስታት ካብ ዘይሕጋዊ ተግባሮም ንክቑጠቡ ኢዩ እቲ ትካል ኣተሓሳሲሲቡ።

ክብዚ ንደሓር ተመሳሳሊ ተግባር ብምፍፃም ብሄራዊ ረብሓ ሃገርን ህዝብን ንምጉዳእን ሰላምን ድሕንነትን ህዝቢ ኣብ ሓደጋ ንምውዳቕ ኣብ ልዕሊ ዝንቀሳቀሱ ኣካላት መረዳእታ ብምጥንካር ብሕጊ ንክሕተቱ ከምዝግበር ተገሊፁ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.