Fana: At a Speed of Life!

ብሄራዊ ክልላዊ መንግስታት ዓፋርን ሶማሌን ኣብ ቀረባ እዋን ዘጋጠመ ጎንፂ ብሰላም ንምፍታሕ ተስማሚዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብርእሳነ ምምሕዳር ዝምራሕ ጉጅለ ላዕለዎት ኣመራርሓ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስታት ዓፋርን ሶማሌን ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ኣዋሰንቲ ጣብያታት ዘጋጠመ ጎንፂ ብሰላም ንምፍታሕ ተስማሚዖም።

እቶም ርእሳነ ምምሕዳራት ብኣካብነት ሚኒስትር ሰላም ወይዘሮ ሙፈሪሃት ካሚል ሎሚ መዓልቲ ኣብ ስምምዕ በፂሖም።

እቲ ብርእሳነ ምምሕዳር ዝምራሕ ጉጅለ ላዕለዎት ኣመራርሓ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስታት ዓፋርን ሶማሌን፥ ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ኣዋሰንቲ ጣብያታት ዘጋጠመ ጎንፂ ብህፁፅ ደው ብምባል ብሰላም ንምፍታሕ ተስማሚዖም ኣለዉ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.