Fana: At a Speed of Life!

ብ3 ሚሊየን ዩሮ ዝተሃነፀ ጣቢያ መቐቢሊን መቆፃፀሪን ሳተላይት ብዝሃ ሓበሬታ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብ3 ሚሊየን ዩሮ ዝተሃነፀ ጣቢያ መቐቢሊን መቆፃፀሪን ሳተላይት ብዝሃ ሓበሬታ ተመሪቑ።

እቲ ጣቢያ ስፔስ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኢትዮጵያ ዝተሃነፀ እንትኸውን፥ ኣብ ማእኸል ኦብዘርቫቶሪን ምርምርን አንጠጦ ኢዩ ተሃኒፁ።

ባህጊ ሓበሬታ ሳተላይት ብዓይነት፣ ፅርየትን መጠንን ብምምላእ እቲ ሓበሬታ ንዝተፈላለዩ ተግባራት ልምዓት ምውዓል ዘኽእል ጣቢያ ኢዩ ተባሂሉ።

በዝተበታተነ መገዲ ዝርከብ ሓበሬታ ሳተላይት ኣብ ሓደ ማእኸል ንክኸውነ ዘኽእል ኢዩ እውን ተባሂሉ።

ሳተላይት ምስ ዘለወን ሃገራት ብነፃን ምትሕብባርን ዝውዕል ስምምዕነት ብምፍፃም ነዝተፈላለዩ ኣገልግሎታት ዝወዕሉ ሓበሬታታት ሳተላየት መጥቃም ዘኽአል ኢዩ ክብል ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.