Fana: At a Speed of Life!

ተመለስቲ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንምድምሳስ ድሉዋት ከምዝኾኑ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ተመለስቲ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ናብ ግምባር ብምዝማት ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንምድምሳስ ድሉዋት ከምዝኾኑ ገሊፆም።

ማሕበር ተመለስቲ ሰራዊት ምክልኻል ከተማ ባህርዳር ወፍሪ ህላወ ኣመልኪቱ ልዝብ ኣካይዱ።

ተመለስቲ ኣባላት ሰራዊት ናብ ግባር ብምኻድ ሃገራዊ ግቡኦም ንኅዋፅኡ ዝዓለመ ዘተ ኢዩ ተባሂሉ።

“ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ምክልኻል ዝፈፀሞ ክሕድት ኣይንርስዖን” ዝበሉ እቶም ኣባላት፥ ብህይወት ክሳዕ ዘለዉ  ህላወ ሃገሮም ከምዝሕልዉ ገሊፆም፡፡

ኣባላት እቲ ማሕበር ብዘለዎም ልምዲ ሃገሮም ናይ ምሕላው ግቡእ ከምዘለዎም ተዛሪቦም ክብል ኣሚኮ ፀብጺቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.