Fana: At a Speed of Life!

ተጫወትቲ ባህላዊ ሙዚቃ ኣብ ግንባር ብምኻድ ሓየለ ፀጥታ ኣለዓዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣርቲስት  ሰማኸኝ በለውን ዋኘው አሸናፊን ኣብ ግምባር  ብምርካብ  መከላከያ ሰራዊቱ፣ ፍሉይ  ሓይሊ፣ ፋኖን ሚሊሻንኣለዓዐለም።

ንኢትዮጵያ ክብሪ እንትበሃል ኣብ ጫካን ገደልን ዝዋደቑ ዘለዉ ንኹሎም ኣባላት ሰራዊ ክብሪን ምስጋናን ይግባእ ኢሎም።

ንሕና ኣብ ጎኒ ሰራዊን ምዃንና ንምርኣይ ኣብ ግንበር ጋሽና ተረኺብና ኣለና ክብል አርቲስት ሰመኸኝ በለው ተዛሪቡ።

ድምፃዊ ዋኘው ኣሸናፊ ደጉ ናይ ሰሜን ወሎን ናይ ዋግ ህዝብን ብዝበፅሖ ግፍዕን መከራን ከምኡውን ኢሰብኣዊ ተግባር ኣዝዩ ከምዝሓዘነ ገሊፁ።

እቲ ግጅለ ራዕዲ ክሳብ መወዳእታ ክንዋግኦ ኢና ኢሎም እቶም ኣርቲስታት።

ብምንይችል ኣዘዘው

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.