ታቦታት ናብ መንበረ ክብሮም ይምለሱ ኣለዉ On Jan 19, 2025 11 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ትማሊ ኣብ በዓል ከተራ ከካብ ኣብያተክርስቲያናት ብምውፃእ ናብ መሕደሪኦም ባሕረ ጥምቀት ዝኣተዉ ታቦታት ስርዓተ-ጥምቀት ተፈፂሙ ናብ መንበረ ክብሮም ይምለለሱ ኣለዉ። እቶም ታቦታት ካህናት፣ ዲያቆናትን ተምሃሮ ሰንበትን ብመንፈሳዊ ዝማሬ ምእመናን ተዓጂቦም ናብ መንበረ ክብሮም እናተመለሱ ይርከቡ። 11 Share FacebookTwitterTelegramWhatsAppEmailViberPrint