Fana: At a Speed of Life!

ነበርቲ ዞባ ምብራቕ ወለጋ ወረዳ ስቡ ስሬ ንኦነግ ሸኔ ኮኒኖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6ጥሪ ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ነበርቲ ዞባ ምብራቕ ወለጋ ወረዳ ስቡ ስሬ ሰላማዊ ሰልፊ ብምክያድ ንኦነግ ሸኔ ኮኒኖም።

እቶም ሰልፈኛታት፥ “ኦነግ ሸኔ ኦሮሚኛ ዝዛረብ ወያነ ኢዩ”፤ “ኣብ መቓብር ኦነግ ሸኔን ወያነን ምዕባለና ክነረጋግፅ ኢና” ዝብሉ ጭርሖታት ኣስሚዖም፡፡

ኣማሓዳሪ ወረዳ ስቡ ስሬ ኣይተ ተመስገን ገመዳ ኣብቲ ሰላማዊ ኣብ ዝገበሩዎ ዘረባ፥ ኦነግ ሸኔ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ዝፍፅሞ ዘሎ ተግባር ዘሕፍር ኢዩ ኢሎም፡፡

ኣመሓዳሪ ዞባ ምብራቕ ወለጋ ኣይተ ኣለማየሁ ተስፋ ብግደኦም፥ ኦነግ ሸኔ ሽቶን ዕላማን ዘይብሉ፣ ትልሚ ፅንፈኛ ጉጅለ ህወሓት ንምዕዋት ዝሰርሕ ጉጅለ ከምዝኾነ ገሊፆም፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.