Fana: At a Speed of Life!

ነበር ሚሽነር ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ኣምሓራ ኣበረ ኣዳሙ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ነበር ሚሽነር ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ኣምሓራ ኣበረ ኣዳሙ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም።

ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ካብ እሙናት ፍልፍል ሓበሬታታት ከምዘረጋገፆ፥ ነበር ሚሽነር ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ኣምሓራ ኣበረ ኣዳሙ ብዘጋጠሞም ሃንደበታዊ ሕማም ኢዮም ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.