Fana: At a Speed of Life!

ናብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ንዝሕወሱ መናእሰይ ክልል ሲዳማ ምፍናው ተገይሩሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝሕወሱ መናእሰይ ክልል ሲዳማ ምፍናው ተገይሩሎም።

ናብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ንምሕዋስ ፍቓደኛታት ንዝኾኑ ልዕሊ 4 ሺሕ መናእሰይ ኢዩ ምፍናው ተገይሩሎም።

ብተወሳኺ መንግስቲ እቲ ክልል ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር፥  300 ኣባጊዕ ፣ 300 ኣጣልን 250 ኣቡዑርን ደገፍ ዝገበረ እንትኸውን፥ ኣብ ቀፃሊ አውን ዘድሊ ኩሉ ንምሕጋዝ ድልዊ ከምዝኾነ ምግላፁ ካብ ኮሚኒኬሽን መንግስቲ እቲ ክልል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.