Fana: At a Speed of Life!

ንህንፀት ግድብ ህዳሰ ካብ ዲያስፖራ ጥራሕ ልዕሊ 1 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር ኣታዊ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንህንፀት ገድብ ህዳሰ ካብ ዲያስፖራ ጥራሕ 1 ቢየንን 263 ሚሊየንን ብር ኣታዊ ከምዝተረኸበ ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ምትሕብባር ህዝባዊ ተሳትፎ ግድብ ህዳሰ ኣፍሊጡ።

ክሳብ 30 ነሓሰ 2013 ዓ.ም ኣብ ዝሓለፉ 10 ዓመታት ኣብ ውሽጢ ሃገርን ወፃኢን ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ንህንፀት እቲ ግድብ ኣስታት 15 ቢሊየንን 931 ሚሊየንን ብር ከምዘዋፅኡ ግዜኢ ፀብፂቡ።

ካብቲ ድምር ገንዘብ እቲ 1 ቢየንን 263 ሚሊየንን ብር ኣብ ወፃኢ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ብልዑል ድልየት  ብምልዕዓል ዝለገስዎ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.