Fana: At a Speed of Life!

ኢሚሬትስ ሕቡራት ዓረብ ኣብ ክልል ትግራይ ዝውዝዑ ዝተፈላለዩ ናውቲታት ሕክምና ደገፍ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢሚሬትስ ሕቡራት ዓረብ ኣብ ክልል ትግራይ ዝውዝዑ ዝተፈላለዩ ናውቲታት ሕክምናን ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ዘኽእሉ ናውቲታትን ደገፍ ገይራ።

ብትካል ውድብ ጥዕና ዓለም ዝከፋፈል ሓደ ካርጎ ሙሉእ ደገፍ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዩ ኣሎ።

እቲ ደገፍ ኣብ ክልል ትግራይ ንዝግበር ዘሎ ስራሕቲ ሕክምና ልዑል ሓገዝ ከምዝህልዎ ተሓቢሩ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል  FBC Tigrigna ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.