Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያን ሞሮኮን ሰነድ ስምምዕነት ዘመናዊ ዱኽዒ ከቲመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ኩባኒያ መንግስቲ ሞሮኮን ኣብ ዓመት 3 ነጥቢ 8 ሚሊየን ቶን ዘመናዊ ዱኽዒ ንምፍራይ ዘኽእል ስምምዕነት ከቲመን።

እቲ ስምምዕነት ናይ ፋይናንስ ሚኒስትር ኣይተ ኣህመድ ሺዴ ዝተመርሐ ልኡኽን ኦሲፒ ኩባንያን ኢዮም።

እቲ ፕሮጀክት ኣብ ድሬደዋ ዝጣየሽ እንትኸውን፥ ብ 2 ነጥቢ 4 ቢሊየን ዶላር ተግባራዊ ከምዝግበር ተገሊፁ።

ብመሰረት እቲ ስምምዕነት ሃፍቲ ውሽጢ ዓዲ ብምጥቃም  ናይ ኢትዮጵያ ጋዝን ናይ ሞሮኮ ፎስፎሪክ አሲድ  ኣብ ድሬዳዋ ዝተዋደደ ናይ ማዳበሪያ ቀነባበሪ ክጣየሽ ኢዩ ተባሂሉ።

<span;>እቲ ፕሮጀክት “ዩሪያ እና ኤን ፒ ኤስ+”  ንምምላእ ልዑል ኣስተዋፅኦ ከምዝህልዎ ካብ ሚኒስቴር ፋይናንስዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

<span;>እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

<span;>ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

<span;>ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

<span;>ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

<span;>ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

<span;>https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

<span;>ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

<span;>https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።</span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;>

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.