Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያን ቱርክን ብዓውዲ ትራንስፖርት ብምትሕብባር ንምስራሕ ተስማሚዐን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ቱርክን ብዓውዲ ትራንስፖርት ብምትሕብባር ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ከቲመን።

ሚኒስተር ትራንስፖርት ወይዘሮ ዳግማዊት ሞገስ ምስ ሚኒስትር ትራንስፖርትን መሰረተ ልምዓትን ቱርኪ ኣዲል ካራይስማይሎግሉ ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት ክታመን ከምዘንበራ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ቲዊተር ገፀን ፅሒፈን።

ብመሰረት እቲ ስምምዕነት እተን ሃገራት ኣብ ዓውዲ ትራንስፖርት ብምትሕብባር ክሰርሓ ኢየን።

ብተወሳኺ ኣብ ህንፀት ዓቕሚን ዓውዲ ትራንስፖርቲን ልውውጥ ልምዲ ከምዝገብራ ተገሊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.