Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያን ቱርክን ኣብ መንጎአን ዘሎ ልውውጥ ንግዲ ናብ 1 ቢሊየን ዶላር ንምብፃሕ ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ቱርክን ኣብ መንጎአን ዘሎ ልውውጥ ንግዲ ናብ 1 ቢሊየን ዶላር ንምብፃሕ ተስማዕሚዐን።

ሚኒስትር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣይተ መላኩ አለበል ኣብ ዝተረኸብሉ መበል ሻምናይ ኣኼባ ኮሚሽን ሕብረት ኢኮኖሚ፣ ንግዲን ቴክኒክን ኢትዮ ቱርኪ ኣብ ኣንካራ ተሳሊጡ።

ኣብቲ ኣኼባ ኢትዮጵያን ቱርክን ኣብ መንጎአን ዘሎ ልውውጥ ንግዲ ናብ 1 ቢሊየን ዶላር ንምብፃሕ ተስማዕሚዐን።

ብተወሳኺ ጉድለት ንግዲ፣ ዕንቅፋታት ንግዲ ንምቕናስ፣ ኢንቨስትመነት ንምዕባይን ደኣንት ንምድጋፍን ከምዝተስማዕማዓ ተገሊፁ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.