Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያን ኤምሬትስ ሕቡራት ዓረብን ኣብ ክሊ ፈጠራ ዕድል ስራሕ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኮሚሽነር ፈጠራ ዕድል ስራሕ ኣይተ ንጉሱ ጥላሁን ምስ ኣምባሳደር ኤምሬትስ ሕቡራት ዓረብ ኣብ ኢትዮጵያ ሞሃመድ ሳሊም ኣልረሺዲ ተዛቲዮም።

ኣብቲ መድረኽ ዘተ ኢትዮጵያን ኤምሬትስ ሕቡራት ዓረብን ኣብ ክሊ ፈጠራ ዕድል ስራሕ ብሓባር ብዛዕባ ዝዓምኡ ዛዕባ ብዝምልከት ተላዚበን።

ብመሰረት እዚ ዕድላት ፈጠራ ዕድል ስራሕ ክብ ንምባል ኣብ ዘኽእሉ ጉዳያት ዘተ ዝተገበረ እንትኸውን፥ ኣብ ቀፃኢ እቲ ዓውዲ ንምዝማን ብሓባር ንምስራሕ ኣብ ዘኽእል ዘተ ከምዝተዳህሰሰ ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.