Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያን ጀርመንን ልዕሊ ብር 3 ነጥቢ 5 ቢሊየን ስምምዕነት ሓገዝ ተፈራሪመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ጀርመንን ልዕሊ ብር 3 ነጥቢ 5 ቢሊየን ስምምዕነት ሓገዝ ተፈራሪመን።

እቲ ስምምዕነት ሓገዝ ሚኒስትር ዲኤታ ገንዘብ ኣይተ ኣድማሱ ነበበን ኣምባሳደር ጀርመን ኣብ ኢትዮጵያ ብሪታ ዋግነርን ኢዮም ተፈራሪሞምዎ።

ኣብ ኢትዮጵያ እናተኻየደ ዝርከብ ለውጢ ብምሕጋዝ ዓውዲ ኢንቨስትመንት ንክመሓሽን ኩባኒያታት ውሽጢ ዓዲን ወፃኢን ግልጋሎት ፋይናንስ ተበፃሒ ንምግባርን ዝዓለመ ኢዩ።

ካብዚ ብተወሳኺ ድማ ኣብ መመሓየሺ ሃገር በቆል ኢኮኖሚ ናይ ባዕሉ ግደ ክፃወት ኢዩ ተባሂሉ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
https://t.me/tigrignafana

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.