Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ቅልጡፍን ዘላቒን ኣገልግሎት ትራንስፖርት ንክህልዋ ንምግባር ቁርፀኛ ኢያ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ቅልጡፍን ዘላቒን ኣገልግሎት ትራንስፖርት ንክህልዋ ንምግባር ቁርፀኛ ኢያ ክብላ ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ወይዘሮ ዳግማዊት መጎስ ገሊፀን።

እተን ሚኒስትር ኣብ ቻይና ኣብ ዝካየድ ዘሎ መበል ካልኣይ ዓለም ለኸ ዘላቒ ኮንፈረንስ ትራንስፖርት ውሕመ መንእኽቲ ኣመሓላሊፈን።

ኣብ ኢትዮጵያ መሰረተ ልምዓታት ትራንስፖርት ብምስፍሕፋሕ ናይ ወፃኢን ኣታዊን ንግዲ ብምቅልጣፍ ውፅኢታዊ ንምምሕያሽ ብመንግስቲ ብዛ”;ባ ዝተውሃበ ትኹረት መብርሂ ሂበን።

እቲ መሰረተ ልምዓት በቲ ዝድለ ብዘይምስፍሕፍሑ ንዕብየት ኢኮኖሚ ዕንቅፋት ኮይኑ ከምዝፀንሐ ተዛሪበን።

ኢትዮጵያ ቅልጡፍን ዘላቒን ኣገልግሎት ትራንስፖርት ንክህልዋ ንምግባር ቁርፀኛ ኢያ እውን ኢለን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.